ማእኸለ ምፍፃም ልኡኽቶ ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለ ምፍፃም ልኡኽቶ ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ብሓባር ኣብ ምክልኻልን ምምካትን ልዑል ግደ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ኢንተር ፖል ገሊፁ።
ኣባል ሮክ ዝኾነት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ገበን ፈፂሞም ዝተሰወሩ ገበነኛታት ኣብ…