ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ጅማ ዝህነፅ ዓለም ለኸ ፎር ፖይንትስ ባይ ሆቴል ሻራተን ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እምነ ኩርና ኣብ ጅማ ዝህነፅ ዓለም ለኸ ፎር ፖይንትስ ባይ ሆቴል ሻራተን ኣንቢረን።
እቲ ሆቴል ብ2 ቢሊየን ብር ዝህነፅ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ 2 ዓመት ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ድልዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ።
ህንፀት…