Fana: At a Speed of Life!

ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዑደት ኣሳካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ብምእታው ከፍርዩ ድሌት ዘለዎም ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዑደት ኣሳካይዶም። ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ÷ ምስ ኣመራርሓታት ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ብምዃን ኣብ  …

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ዝምራሕ በረራ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣንስትዮ ዝምራሕ በረራ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣኽቢሩ። ኣብቲ መዓልቲ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያ ብምግባር ናብ…

መድረኽ ዘተ መተኣኻኸቢ ሓሳባት ኣማራፂ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ መተኣኻኸቢ ሓሳባት ኣማራፂ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ምስ ሲቪል ማሕበራት፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ትካላት ዴሞክራን እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ካብ ዝተኻየደ መድረኽ መጀመሪ ሃገራዊ…

‹‹ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ሆርቲ ፍሎራ ኢትዮጵያ›› ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 90 ዕምበባ፣ ኣትክቲን ፍረምረን ከምኡ እውን እፀ ጣዕሚ ኣፍረይቲ፣ ለኣኽቲን ዝተፈላለዩ ትካላትን ዘሳተፈ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ፕሮሞሽንን ኢንፎርሜሽንን ማሕበር…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ ዘሎ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፀል ሚኒስቴር ነግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ክሳብ 30 መጋቢት ኣብ ዘሎ እዋን ዋጋ መሸጢ ነዳዲ ቤንዚን፣ ኬሮሲን፣ ፃዕዳ ናፍጣ፣ ቀሊል ፀሊም ናፍጣን ከቢድ…

ቻይና ልዕሊ 100 ንዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ልዕሊ 100 ንዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና÷ እቲ ዕድል ዝረኸቡ ተምሃሮ ተማሂሮም ንሃገሮምን…

ካብ ሶማሊያ ተመዛቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ንዘኣተዉ 100 ሺሕ ዝኾኑ ስደተኛታት ሓገዝ ይግበር ኣሎ – ኤጀንሲ ሰራሕተኛታት ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያ ጎንፂ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሶማሊያ ተመዛቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ንዘኣተዉ 100 ሺሕ ዝኾኑ ስደተኛታት ሓገዝ እናተገበረ ምዃኑ ኤጀንሲ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፁ። እቶመወ ስደተኛትት ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ሰሙናት ካብጎንፂ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ጠንካራ መሰረተ ልምዓት ኢንተርኔት ክጥምት ይግባእ- ወ/ሮ ሁሪያ ዓሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ዝካየድ መበል 18 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ጠንካራ መሰረተ ልምዓት ኢንተርኔት ክጥምት ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ወ/ሮ ሁሪያ ዓሊ ተዛሪበን። እቲ ጉባኤ ብብርኪ ላዕለዎት መራሕቲ ኣብ…

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ልምዓት ኢነርጂ ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ጉጅለ ኢነርጂ ቻይና ሉ ዢያንግ ኣብ ጉዳይ ኢንቨስትመንት ኢነርጂ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኩባኒያታት…

ኢትዮጵያ ዓወታት ልምዓታ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራ ውሕመ ኣካፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶም ዓወታት ልምዓት ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣካፊላ፡፡ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ኣብ ኳታር ዶሃ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብን ኣብ ዕቤት ዝርከባ…