Fana: At a Speed of Life!

ኮፕ32 ንቐፃላይ ትውልዲ ዝረብሕ ውፅኢት ክርከበሉ ዝግባእ ዓብዪ ጉባኤ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት(ኮፕ32) ንቐፃላይ ትውልዲ ዝረብሕ ውፅኢት ክርከበሉ ዝግባእ ዓብዪ ጉባኤ ኢዩ  ኢሎም  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ተወካሊ ፕሬዚዳንት ኮፕ32ን ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)። ኢትዮጵያ ብመሰረት ማዕቐፍ ኮንቬንሽን…

ኮፕ32 ኢትዮጵያ ንዓለም ንምርኣይ ገዚፍ መድረኽ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት(ኮፕ32) ሃፍቲ ቱሪዝምና  ንዓለም ንምርኣይ ገዚፍ መድረኽ ኢዩ ኢሎም  ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ኢትዮጵያ ብመሰረት ማዕቐፍ ኮንቬንሽን ክሊማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት ኣሰናዳኢት ኮፕ32 ሃገር…

ኣይተ ኩመራ ዋቅጂራ ኣብ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ብዝሰርሕዎ ስራሕ ተሸላሚ ዋንጫ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኢትዮጵያ ኣይተ ኩመራ ዋቅጂራ ኣብ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ብዝሰርሕዎ ስራሕ ተሸላሚ ዋንጫ ተስክ ኮንዘርቬሽን ኣዋርድ ኮይኖም። ኣይተ ኩመራ ኣብ ለንደን ኣብ ዝተሳለጠ መርሃ ግብሪ ሽልማት ኣብቲ ዓውዲ…

መበል 47 መድረኽ ጉሚ በለል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 47 መድረኽ ጉሚ በለል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ። መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዝካየድ ዘሎ…

ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ተረባሕነት  ህዝቢታት ዘጠናኽር ልምዓት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ኩለመዳይ ልምዓትን ተረባሕነትን ህዝቢታት ንምጥንኻር ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ተረባሕነት ልምዓት፣ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋፅ እናተወገነ ዝፀንሐ…

ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ወታደራዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክተጠናኽር ኢያ – ጄ/ል ፒየር ሺል

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ድልውቲ ኢያ ኢሎም ኣዛዚ ጦር ምድሪ እታ ሃገር ጄነራል ፒየር ሺል፡፡ ብጄ/ል ፒየር ሺል ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ፈረንሳይ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያ ንኬንያ ብምስዓር ንምድባ ብፀብለልታ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬንያ መዘናኣ 1 ን 0 ርዒራ፡፡ በዚ ድማ ህም 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምድባ ብፀብለልታ ብምዝዛም ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ…

ምትሕብባር ምሕደራ ጉምሩኽ ኢትዮ-ቻይና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሕደራ ጉምሩኽ ኢትዮጵያን ቻይናን ትካላዊ ህንፀት ዓቕሚ፣ ልምዓት ትካልን ስሉጥ ኣገልግሎት ጉምሩኽን ምሃብ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምሕደራ ጉምሩኽ ቻይና ዋንግ ጁን…

ሲዳማ ቡና ንመቻል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንመቻል 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ቀተወሪ ሰዓት 7፡00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ባየህ ብፍፁም ቅፅዓትን ብፀወታን…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ኣሌክሲስ ላሜክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ…