ቢዝነስ ኣብ ዕዳጋ ኢ-ኮሜርስ ምስ ኣሊ ባባ ግሩፕ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ዕዮ ኣሊ ባባ ግሩፕ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሊ ባባ ግሩፕ ሊዩ ናን ኣብ ቀፃሊ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ውፅኢታዊ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ቦረና ተጎዳእቲ ደርቂ ዝገበሮ ደገፍ ልዕሊ 250 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን ዓይነትን ኣረኪቡ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ቦረና ተጎዳእቲ ደርቂ ዝገበሮ ደገፍ ልዕሊ 250 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን ዓይነትን ኣረኪቡ። እቲ ደገፍ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ፣ ትካላትን ክፍለ ከተማታትን ዝተኣከበ ኢዩ። ማይ መትሓዚ ታንከራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ካብ ሃገር ንላዕሊ ዝርእይዎ ኣጀንዳ ዘይምህላዉ ዘረእይ ኢዩ-ምሁራን ታሪክ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ካብ ሃገር ንላዕሊ ዝርእይዎ ኣጀንዳ ዘይምህላዉ ዘረእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ታሪክ ገሊፆም። ጋዜጠኛን ፀሓፊ ታሪክን ተሾመ ብርሃኑ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት፥ ዓወት ዓድዋ ፍልፍል ኩርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ መላእ ኣፍሪካዊያን ንነፃነቶም ንክቃለሱ ዘለዓዓለ ኢዩ-ኣማኻሪ ኢኮኖሚ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዮሴፍ ሜንሳህ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ መላእ ኣፍሪካዊያን ንነፃነቶም ንክቃለሱ ዘለዓዓለ ኢዩ ክብሉ ኣማኻሪ ኢኮኖሚ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ዮሴፍ ሜንሳህ ተዛሪቦም። ኣይተ ዮሴፍ ሜንሳህ መስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ዓወት ዓድዋ ኣፍሪካዊያን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ መቐለን ሽረን ኣብ ዝግበሩ በረራታት ካብ ታሪፍ ንላዕሊ ብምኽፋል ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ተሓተትት ናይ ምግባር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለን ሽረን ኣብ ዝገብሮም በረራታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን መቐለን ተመዲቦም ዝሰርሑ ሓደሓደ ሞያዊያንን ምስቲ መገዲ ኣየር ዝሰርሑ ኤጀንታትን ጉዳይ ነፈፅም ኢና ምስ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ብምምሽጣር ካብ ታሪፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ 6ይ ዘበን ስራሕ 2ይ ዓመት ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳነ፥ ናብራን ተረባሕነትን ህዝቢ ካብ መሰረቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ትሳተፍ ኣላ Desta Feb 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 52 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ቢሮ ጄኔቫን ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካላት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፀጋኣብ ክበበውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ዶክተር ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዚዩዋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ቻይና ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣብ ትገብሮ ኩለመዳይ ሓገዝ ትኹረት ገይሮም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ቻይና ዓውዲ ሕርሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ቦረና ብልዕሊ 754 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ፕሮጀከት ፅሩይ መስተ ማይ ዕላዊ ኮይኑ Desta Feb 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቦረና ብልዕሊ 754 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ፕሮጀከት ፅሩይ መስተ ማይ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ሚኒስትር ዴኤታ ማይን ኢነርጂን ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ፣ ምክትል ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣርባዕተ ውሳነታት ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡ ውሳነታት መበል 17 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት፦ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ዝተዛተየ…