ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 71 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ንልዕሊ 71 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ። ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ ንወገናትና መኣዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፍቼ ጫምባላላ በዓል ብሰላም ተዛዚሙ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ህዝቢ ሲዳማ በዓል ፍቼ ጫምባላላ በዓል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣለማየሁ ጢሞቲዮስ፥ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እንትኽበር ዝነበረ በዓል ፍቼ ጫምባላላ ብሰላም ተዛዚሙ ኢሎም። እቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኢንጅነር ሃፍቶሙ ኢተፋ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጆለ ልኡኽ ሚኒስትር ማይን መዓድንን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ መቐለ ኣትዩ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢንጅነር ሃፍቶሙ ኢተፋ(ዶክተር) ዝተመርሐ ጉጆለ ልኡኽ ሚኒስትር ማይን መዓድንን ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ መቐለ ኣትዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ መነግስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ፥ ካብኔ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፍቼ ጨምባላላ ሓድነትና ብምጥንኻር ሓዱሽ ተስፋ እንሰንቀሉ ኢዩ-ኣይተ ደስታ ሌዳሞ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፍቼ ጨምባላላ ሓድነትና ብምጥንኻር ሓዱሽ ተስፋ እንሰንቀሉ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸቡ ኣይተ ደስታ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ጥሕሰት ሕጊ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዞባ ወላይታ ተዛሚዱ 93 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ጥሕሰት ሕጊ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዞባ ወላይታ ተዛሚዱ 93 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። ቦርድ ምርጫ፥ ውፅኢት ድምፂ ዞባ ወላይታ ምንፃጉ ስዒቡ ንዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሕጊ ምርመራ ክግበር ከምዝፀንሐ ተገሊፁ። ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን የካይድ ኣሎ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ፖሊሳት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን የካይድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ልዑል ዕብየት መዓርግ፣ ሽልማትን ኣፍልጦን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ፥ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኮሚሽነር ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሼሪዓ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ሰዓብቲ እምነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብ ሱዳን ብመሰረት ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን ድሕንነትን፥ ኣብ ዋና ቤት ዕዮን ካርቱምን ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ሃረርን ሰላት ዒድ ዝስገደሉ ከባቢ ኣፅርዮም Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ሃረርን በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ሰላት ዒድ ዝስገደሉ ከባቢ ኣፅርዮም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ስታዲየም ኣብ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ምፅራይ፥ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ይኽበር ኣሎ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ትማሊ ኣብ ከባቢ ፍቼ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዛዘሚኡ ብስርዓት ጫምባላላ ይኽበር ከምዘሎ ተገለፂ፦ ፍቼ ናይ ተሃድሶን ምምስጋንን መዓልቲ ብምዃኑ ተወለድቲ…