Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ኮሚቴታት ኢኮኖሚ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤምባሲ ፈረንሳይን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ መድረኽ ዘተ ኮሚቴታት ኢኮኖሚ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤምባሲ ፈረንሳይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ ፋይናንስ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን፣ ሰብ መዚን ተወከልቲ ኩባኒያታት ፈረነስይን እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡ ኩባኒያታት…

ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ናብ ከተማ ነቀምት ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ንጉሆ ናብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ነቀምት ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ናብ ከተማ ነቀምት እንትኣትዉ፥ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖት፥ ኣመራርሓታትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ድሙቕ…

ሓይሊታት ሱዳን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምጥሓስ ውግእ ከምዝቐፀሉ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን24 ሰዓት ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ገይሮም ይንበሩ እምበር ውግእ እናቐፀሉ ከምዝርከቡ ተገሊፁ። ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢድ ብምእታው ምስ ኣሸማገሎምን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምስፈፀሙን፤ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ኲናት…

ብልፅግና ቃል ዝኣተዎ ብተግባር ምርግጋፅን ፈተናታት ናብ ዕድል ምቕያርን ዘለዎ ልምዲ እናረጋገፀ ይርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቃል ዝኣተዎ ብተግባር ምርግጋፅን ፈተናታት ናብ ዕድል ናይ ምቕያርን ዘለዎ ልምዲ እናረጋገፀ ከምዝርከብ ምክትል ፕሬዚዳንትንሓላፊ  ዋና ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ዝሓለፈ መረፃ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንህዝቢ ሲዳማ ንበዓል መለወጢ ዘበን ፍቼ ጫምባላላ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንህዝቢ ሲዳማ በዓል መለወጢ ዘበን ፍቼ ጫምባላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ብቋንቋ ሲዳሚኛ ዘመሓመሓላለፉዎ መልእክት ቀፂሉ ቀሪቡ ኣሎ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፁ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ብልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ተመሪቖም። እቶም ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት 27 እንትኾኑ፥ ልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ወፃኢ…

ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ተፀዋዒት ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ተፀዋዒት ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሙድዚ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተላዚበን። እቲ ሚኒስቴር ዘለዉ ክፍተታት ብምልላይ ብፍላይ ኣብ መዐቀኒታትመስኖ…

ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ርክብ ንግደን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ርክብ ንግደን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ንልዕሊ 60 ዓመታት ዝፀንሐ ርክብ…

ን125 ዓመታት ዝፀንሐ ርክብ ኢትዮ- ሩሲያ ኣብ ሕውነትን ምትእምማንን ዝተሃንፀ ኢዩ-ኣምባሳደር ኢቭጄኒ ተሬኪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ን125 ዓመታት ዝፀንሐ ርክብ ኢትዮ- ሩሲያ ኣብ ሕውነትን ምትእምማንን ዝተሃንፀ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጄኒ ተሬኪን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ረክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ 1898 ዓ.ም.ፈ ምጅማሩ ይዛረቡ። ምስ ፋና…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፋውንዴሽን ኮንራድ ኤን ሂልተን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፋውንዴሽን ኮንራድ ኤን ሂልተን ተዛቲየን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንህጣናት ምኡውቲ ንምግባር ብልፅቲ ከተማ…