ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንነዳዲ 9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ድጎማ ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንነዳዲ 9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ድጎማ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
ብብርኪ ሃገር ስርዓት ክፍሊት ነዳዲ ተሽከርከርቲ ናብ ኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምእታው ኣብ ዘኽእል…