ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ይቕፅል ኣሎ Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፈላለያ ትካላት መበል ሓምሻይ ዙር ደገፍ ምግባሮም ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ሬዳዋ ሞተርስ ኢንዱስትሪ 15 ሚሊየን ብር ከምዝለገሰ…
ስፓርት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ከካይድ ኢዩ Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ሓምለ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ከምዘካይዱ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቲ ጋንታ ኣብ ፃንሒቱ ምስ ብሄራዊ ጋንታታት ካሪቢያን ፀወታ ከምዝገብር ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረከብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 19 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳር ንብረትን መንግስቲ ፌዴራል ብምዝታይ ሰርዓትን ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት ትንሳኤን ዒድን ንምኽባር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ዝርብሹ ደለልቲ ካብ ስርዓት ዕዳጋ ክወፅኡ ብምግባር ኣብ ቀፃሊ ዝኽበሩ በዓላት ትንሳኤን ዒድን ንምኽባር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣከባብራ እቶም በዓላት ኣመልኪቶም መግለፂ ዝሃቡ ሚኒስትር ንግዲን…
ቢዝነስ ዓመታዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ከምዝሳጥ ተገሊፁ። እቲ ፎረም፥ "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ክካየድ ተባሂሉ። ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተመስገን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔቶ ልዑል ዝበሎ ጥሙር ልምምድ ሓይሊ ኣየር ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ዝዓበየ ጥሙር ልምምድ ሓይሊ ኣየር ከምዘካይዳ ተገሊፁ። ብመሪሕነት ሓዪሊታት ጦር ጀርመን ከምዝካየድ ዝተሓበረ እቲ ልምምድ፥ 10 ሺሕ ዝኾኑ ወታደራትን 220 ጦር ኣውሮፕላናትን ከሳትፍ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባኒያ ኣፍራዪ ሲሚንቶ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ዓውዲ መዋእለ ንዋይ ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ኩባንያ ሲኖማን ዋና ዳይሬክተር ትካል ሲ ኤን ቢ ኤምን ሉ ያን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ እቲ ኩባንያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ሲሚንቶ መዋእለ ንዋይ ምፍሳስ ኣብ ዝከኣለሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫንያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫንያ ታንጃ ፋጆን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይረሙለን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንግድብ ህዳሰ ዝውዕል 518 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ንህንፀፅ ግድብ ህዳሰ ዝውዕል 518 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት መተሓባበሪ ተሳትፎ እቲ ግድብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መበል 12 ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምክንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓረሰ ምሕደራ ዩኒቨርሲትታት ዝድንግግ ረቂቕ ኣዋጅ ናፅነት ምስ ተሓታትነት ዘዕስል ተገይሩ ከምዝሰናዳእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓረሰ ምሕደራ ዩኒቨርሲትታት ዝድንግግ ረቂቕ ኣዋጅ ናፅነት ምስ ተሓታትነት ዘዕስል ከምዝኸውን ኣብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ጉዳያት ቴክኖሎጂ ስራሕ ወፍሪ ሓይሊ ሰብ ዋና ሰብሳቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ገሊፆም፡፡ ዓረሰ ምሕደራ…