ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ዑደት ገይሮም። እቶም ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ላምበረትን ከተማ ኣዲስ ኣዲስን ኢዮም ኣብ መዋፈሪ ሰዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታ ተዓዚበን Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታ ተዓዚበን። ዑደት ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከበወ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮልፌን ማእኸል መፍረዪ ሕርሻ ኮልፌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ግዝያዊ ፍታሕ ዘላቒ ረብሓ ኣይርከብን – ቀ/ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ግዝያዊ ፍታሕ ዘላቒ ረብሓ ኣይርከብን“ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መግለፂ ኣውፂኦም፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦…
Uncategorized ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ብሰላም ተዛዚሙ- ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ነባሪ ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ ማሕበረሰብ ሙስሊም ምስኣካላት ፀፅታ ብምዃን ንዝገበርዎ ምትሕብባር አመስጊኑ። ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ኣካላት…
Uncategorized ፍሉይ ሓይሊ ከምብሓዱሽ ንምውዳብ ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ዘተ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ከምብሓዱሽ ንምውዳብ ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት መኮንናት መከላከያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላትን ክልቲአንምምሕዳራት ከተማን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕዝበ ሙስሊም ኣብ ጎኒ ዝተፀገሙ ክስለፍ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕዝበ ሙስሊም ኣብ ጎኒ ዝተፀገሙ ክስለፍ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሓቲቱ። ሳልሳይ ዙር ዓብዪ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ጎደና ''ኢፍጣርና ንወገንና'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ቡና ንወልቂጤ ከተማ 1 ብባዶ ስዒሩዎ Desta Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቡና ንወልቂጤ ከተማ 1 ብባዶ ስዒሩዎ። ኣብ መበል 18 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ ብኢትዮጵያ ቡና ተዓዋትነት ተዛዚሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ደቃ ብነፃነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጀጋኑ ውላድ ስለ ዘለውዋ ብነፃነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ምክልኻል ሃገርን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ዝተጀመረ ሓዱሽ ምልማድ ዝጠዓዓም ስራሕቲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን የድሊ-መንግስቲ Desta Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ምስ ዝተጀመረ ለውጢ፣ ሓዱሽ ምልማድን ኣንፈተን ዝጠዓዓም ስራሕቲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ከምዘድሊ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። “ውፅኢታዊ ተግባር ንልዕልነት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ Desta Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ "የመደመር ትውልድ" ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፣ ምስ ጎና ጎኒ ከቢድ ሓላፍነትን ምምራሕ ሃገርን…