ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ሩሲያ – ዩክሬን ምስ ቻይና ክዝትዩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ሩሲያ – ዩክሬን ምስ ቻይና ሎሚ ክዝትዩ ኢዮም። ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ዴር ሌየንን ንሰለስተ መዓልቲታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ። ኣብ ጅቡቲ እንትበፅሑ ድማ ብኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቲ ልኡኽ ቅድም…
ቢዝነስ ንበዓላት ዝኸውን ልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምድላው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝቕፅሉ በዓላት ትንሳኤን ዒድ ዓልፈጥን ልዕሊ 500 ሺሕ ኩንታል ሽኮር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተወገነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚት ስራሕ ሓለዋ ንግዲ ውሽጢ ሃገርን ዓደግቲን መስከረም ባህሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 163 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 15 ክሳብ 21 መጋቢት 2015 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 163 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። 109 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣተውቲን 52 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ወፃእቲ ኣቑሑትን ኢዮም ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ተዛቲዩ። ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐን ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዘካተተን ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ መስሕብ ቦታታት ዝርከቡሉ ኩነታት ንምፅናዕ ቅድመ ምድላው ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነበረ እዋናዊ ኩነታት ምኽንያት ንዝተወሰኑ ዓመታት ክትትል ዘይተገበረሎም መስሕብ ቦታታት ዝርከቡሉ ኩነታት ንምፅናዕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ÷ ኣብ ክልል…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ Desta Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ዓለም ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢ/ር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዳይሬክተር ዓውዲ ማይ ባንኪ ዓለም ሳሮጅ ኩማርን ጉጅለ ልኡኾምን ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ብብርኪ ሃገር ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዓውዲታ ልምዓት፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ ገሊፆም። ኣምባሳደር ሮላንድ ኮቢያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ምስ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ጀሚራ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ወታደራዊ ልምምድ ጥሙር ሓይሊ ባሕር ምክያድ ጀሚረን፡፡ እቲ ወታደራዊ ልምምድ ብኣሜሪካ ዝምራሕ እንትኸውን፥ ብኒውክሌር ትንቀሳቐስን ኣውሮፕላን ተርሽከምን ዓባይ መርከብ ኣሜሪካ ተሳታፊት ከምዝኾነት ኣር ቲ ፀብፂቡ፡፡…