ፕሬዚዳንት ፑቲን መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭድሚር ፑቲን መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ንክሰሳተፉ ኣንጊዶም።
ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሓለፍቲ ትካላት እቲ ዞባን ዝሳተፉሉ ምዃኑ ብምግላፅ፥ በዚ ሕጉሳት ኢና ምባሎም ስፑትኒክ ፀብፂቡ።
እቲ ጉባኤ…