Fana: At a Speed of Life!

8ይ ፎረም ዲፕሎማሲ ማይን ኮሙዩኒኬሽንን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ኮሙዩኒኬሽንን ዘድሃበ 8ይ ፎረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ምስ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብምትሕብባር ኣብ ዝተሰናደአ ፎረም፥ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብትሑት እቶት ንዝመሓደሩ ሙስሊም ወገናት መኣዲ ረመዳን ኢፍጣር ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብትሑት እቶት ንዝመሓደሩ ሙስሊም ወገናት መኣዲ ረመዳን ኢፍጣር ኣንጊዶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ኣፈፃሚ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ኦማር ጌሌ ዘቲዩ። እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ረኽቢ እተን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ዝጠመተ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። ኣብ…

ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ዘተ ኣብ መቐለ ይካየድ  ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሐና፣…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ግዕዙይ ኣሰራርሓ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ልዕሊ 12 ሺሕ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ግዕዙይ ኣሰራርሓ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ልዕሊ 12 ሺሕ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሃፍቲ ሰብን ኣፍሊጡ። ፀገማት ሰናይ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ክሳተፉ ኢዮም። ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብቲ ውድድር ሰፊሕ ግምት ዕዉትነት ዝተውሃቦ ኮይኑ ኣሎ። ብተወሳኺ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጀልቻን ሰለሞን ባረጋን፣ ሞሮኳዊ…

ፍራንክ ላምፓርድ ጊዜያዊ ኣሰልጣኒ ቼልሲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ፍራንክ ላምፓርድ ጊዜያዊ ኣሰልጣኒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቼልሲ ብምዃን ከምዝተቖፀረ እቲ ጋንታ ኣፍሊጡ። ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ካብ ዝባረር ድሕሪ ክልተ ዓመት ብግዚያዊነት ዝተቖፀረ እንትኸውን ክሳብ እዚ ውድድር ዓመት መወዳእታ ብጊዜያዊ…

ከንቲባ ኣዳነች ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ብምኽኒያት ልምዓት ካብ ከባቢ “ፍል ውሃ” መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ሎሚ መዓልቲ 200 ኣባይቲ ንነበርቲ ጉለሌ ፣ ኣራዳን ልደታን ኣረኪብና…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ መሃሙድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዩ። ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ብዕምቆት ከምዝተዛተዩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካልኣይ ዙር ደገፍቲ መኣዲ ንሃገር አመስጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካልኣይ ዙር ደገፍቲ መኣዲ ንሃገር አመስጊኑ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥  ፊቤላ ኢንዱስትሪያል 40 ሚሊየን ብር፣ ኣዳማ  ፋብሪካ ሓፂነ መፂን 30 ሚሊየን ብር፣ ብሔራዊ  ኮርፖሬሽን ዘይቲ 30 ሚሊየን ብር፣ ሞተር ኢንጂነሪንግ…