ድልየት ሸኔ ንምምካን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልየት ሸኔ ንምምካን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጊዳ ኣያና ከተማ ኣንገር ጉቴ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሰላም ንምርግጋፅ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…