ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንኣትሌቲክስ ትግራይ እግሪ ምትካል ዝውዕል ደገፍ 2 ሚሊየን ብር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ እግሪ ምትካል ዝውዕል ደገፍ 2 ሚሊየን ብር ገይሩ።
እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንኣመራርሓታት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ ኣረኪበነኦም።…