Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ዝበለፀ ወሃቢ ኣገልግሎት ፅዕነት እዚ ዓመት ንምርካብ ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ዝበለፀ ወሃቢ ኣገልግሎት ፅዕነት ኣፍሪካ ዓመተ 2023 ንምርካብ ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ። ኣብ ፍፃመ ውድድር ሕፁያት ዝበፅሐ እቲ መገዲ ኣየር እቲ ሽልማት ነምዕዋት ዘኽእሎ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ምጅማሩ ካብቲ መገዲ ኣየር…

ቻይና ንሓበራዊ ረብሓ ምስ ኢትዮጵያ ብቐረባ ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ-ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ቻይና  

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንሓበራዊ ረብሓ ምስ ኢትዮጵያ ብቐረባ ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ቻይና  ው ፔንግ ተዛሪቦም። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ደብዳቤ ሹመቶም ናብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ወራሲ ዓራት ሱልጣን ኣሕመድ ዓሊሚራህ ሹመት ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሲ ዓራት ሱልጣን ኣሕመድ ዓሊሚራህ ሹመት ተቐቢሎም ነበር መራሒ ሱልጣኔት ዓፋር ሱልጣን ሃንፍሬ አሊሚራህ ቅድሚ ውሱናት ዓመታት ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ኢዩ እቶም ሓዎም ስልጣን ተረኪቦም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኣስሓይታ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጁባ አነትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣቀባብላ ክምዝገበሩሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር…

ስልጠና ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጠና ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሓድነት መናእሰይ ዘተኣሳስር ሃገራዊ ሓድነት ዘደንፍዕን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብ 3 ክሳብ 11 መጋቢት 2015 ዓ.ም "ብዓቕሚ መናእሰይ ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ይረጋገፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል…

ብልማታዊ ሴፍቲኔት ደገፍ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር  ተገይሩ-ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልማታዊ ሴፍቲኔት ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ፀገማት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር  ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ፋንታ ደጀን፥ እቶም ወገናት ብኮቪድ 19ን ኣብ…

4ይ ጉባኤ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ጉባኤ ዞባዊ ፍልሰት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ሚኒስትር ዲኤታ ስራሕን ክእለትን ኣሰግድ ጌታቸው÷ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ስደት ንምክልኻል እናሳለጠቶም ዝርከቡ ትባራት ኣመልኪም…

ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ንኣባል ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሮ ሓገዝ ክግምገም ኢዩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፅንሕ ጉባኤ…

ልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ውድድር ዘደንቑ መንደራት ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ዝርከብ ልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ውድድር ዘደንቑ መንደራት ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ቱሪዝም ዓለም÷ ንልምዓት ኢኮ ቱሪዝም እምባ ጮቄ ተዓዋቲ ብምግባር መሪፁዎ።…

ምርምራት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣስተዋፅኦ ንኸበርክቱ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ሃገራዊ ልምዓትን ኢኮኖሚያዊ ምዕባለን ናይ ባዕሊ ኣስተዋፅኦ ንምብርካት ዘኽእሉ ምቹው ሃዋህው ንምፍጣር ተሊሙ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ቅድሚት ትኹረት ዝግበረሎም ዓውዲታት ኢኮኖሚ ንምሕጋዝን…