Fana: At a Speed of Life!

6ይ ዙር ብሄራዊ ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ሻድሻይ ዙር ብሄራዊ ስልጠና ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ÷ “ወለንታውነት ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዩኒቨርሲቲታ ባህር ዳር፣ ጅማ፣ ዋቸሞን ወላይታ ሶዶን ኢዩ…

ሰሜን ኮሪያ ወታደራታ ንቕሉዕ ኲናት ክዳለዉ ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ምስ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ንዝግበር ንቕሉዕ ኲናት ወታደሮም ኣድላዪ ምድላው ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኪም ጆንግ ኡን ፃውዒት ዘቕረቡ÷ ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ልሳነ ምድሪ ዝገብረኦ ወታደራዊ ልምምድ…

ብማሕበር ኢንተርፕርነርስ ሸገር ልዕሊ 397 ሚሊየን ብር ሃፍብት ምፍራይ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማሕበር ኢንተርፕርነርስ ሸገር ልዕሊ 397 ሚሊየን ብር ሃፍብት ምፍራይ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ። እቲ ማሕበር÷ ሳልሳይ ዓመታዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ሓለፍቲ…

ኣብ ክልል ሶማሌ ብዘጋጠመ ድርቂ ልዕሊ 3 ነጥሊ 2 ሚሊየን ዜታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድልዮም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ሶማሌ ብዘጋጠመ ድርቂ ልዕሊ 3 ነጥሊ 2 ሚሊየን ዜታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድልዮም ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ደበበ ዘውዴ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ካብ ዝርከባ 11…

ኣብዚ ዓመት ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ልዕሊ 52 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ክርከብ እዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ልዕሊ 52 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ይርከብ እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ከምዝግበር ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ሓለፍቲ ቢሮ ሕርሻ ክልልን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ…

ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሕውነት ንምጥንኻር ዘኽእል ስራሕቲ ትሰርሕ ከምዘላ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሕውነት ንምጥንኻር ዘኽእል ስራሕቲ ትሰረሕ ከምዘላ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሬሾ ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንክዓስል፥ ፈረንሳይ ኣብ ትግበራ ስምምዕ ሰላም ከምዝሓገዘት ተዛሪቦም። እዚ ኣብ…

ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ንግዲ ምቹውን ቅልጡፍን ንምግባር ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘተ ይግበር ኣሎ። መጣየሺ ኣዋጅ ኣብያተ ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ቁፅሪ 341/1995 ዝግበር ምምሕያሽ ብዝምልከት ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ምስ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ…

ዜጋታት በቢከተምኡ ኣብ ዝግበሩ መድረኻት ልዝብ ንቑሕ ተሳትፎ ንክህልዎም ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር  ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ፥ ዜጋታት በቢከተምኡ ኣብ ዝግበሩ መድረኻት ልዝብ ንቑሕ ተሳትፎ ንክህልዎም ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኩለ መዳይ ከይዲ ሽግግር ፍትሒ ዕዉት ንክኸውን፥ ኣሳታፊ፣ ተጎዳእቲ ማእኸል ዝገበረ፣ ዓለም ለኸ ልምዲታትን…

ኢትዮጵያ ዘለዋ ልምዲ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንጃፓን ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዘተኣናገደቶ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ዘለዋ ልምዲ ኣብ ቀፃሊ ንእተዳሉ ጃፓን ኣካፊላ። ኣብ ኦስትሪያ ቬና መድረኽ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ላዕለዎት መራሕቲን ኮሚቴ ኣማኻሪን ይሳለጥ ከምዘሎ ካብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…

ውሕመ ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን እቲ  ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቁርፀኛ ኢዩ – ሃና ቴቴህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን እቲ  ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ፍልይቲ ልእኽቲ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ቴቴህ ገሊፀን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን…