ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10ይ ፎረም ከተማታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 6 ሕዳር 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ እናተኻየደ ዝቐነየ 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡ ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ፤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ፣…
ስፓርት ድሕሪ ዓመታት ናብ ኣሜሪካ ዝጓዓዝ ሮናልዶ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2025 0 ኣአዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኮኸብ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ብዙሓት ዓመታት ሃገራዊያን ጋንታታት ፖርቹጋልን ኣሜሪካን ንዝገብረኦ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ናብ ኣሜሪካ ከምዘምርሕ ዕላዊ ተገይሩ፡፡ በዚ ድማ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ዓመታት ናብ ኣሜሪካ ብምምራሕ ፀወታ…
ጥዕና መመሓላለፊ መገዲታትን ሜላታት መከላኸሊን ሕማም ቫይረስ ማርበርግ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕማም ቫይረስ ማርበርግ (Marburg Virus Disease) ብመልክዕ ለበዳ ዘጋጥም ሕማም ምፍሳስ ደምን ትኩሳትን እንትኸውን ኣብ ሰባትን ካልኦት እንስሳትን ከጋጥም ይኽእል። ምልክታት እቲ ሕማም በቲ ቫይረስ ዝተቓለዐ ሰብ ካብ 2 ክሳብ 9…
ስፓርት ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንደቡብ ሱዳን መዘነኣ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን 4 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስዒራ፡፡ ሸቶታት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ ዳዊት ካሳው (3) ሸቶታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞማዊ ምትእስሳርን ምስ ማሕበር ለኣኽቲ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣፍሪካ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንዓለም ለኸ ለውጢታት ምላሽ ዝህብን ኣብ ኣፍሪካ ፅዕንቶ ፈጣሪን ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ ኢሎም ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር)፡፡ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር) መበል 75 ዓመት በዓል ኣልማዝ ኢዮቤልዩ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳትፎ ህዝቢ ኢኒሼቲቫት ልምዓት ኣብ ምሕጋዝ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ተሳትፎ ህዝቢ ኢኒሼቲቫት ልምዓት ኣብ ምሕጋዝ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ኢሎም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዞባታት ሃላባ፣ ስልጤን ምብራቕ ጉራጌን ዝውገኑ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ መድረኽ መጀመሪ ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ዝትግበር 2ይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ መድረኽ መጀመሪ ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ኢንስቲትዩፈት ነቲ መርሃ ግብሪ ኣመልኪቱ ከምዝሓበሮ፤ ከም አቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2019 ጀሚሩ ኣብ ዝትግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ሰብ ተኮር ኣጀንዳታት ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ እናሰርሐ ይርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ሰብ ተኮር ኣጀንዳታት ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ከተማ ደሴ ዝተዓዘብናዮም ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃር ፕሬዚዳንት እስማኤል ኦማር ጊሌ ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን÷ ኣብ ዝህልዎም እዋን ስራሕ ኣብሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ስትራቴጂያዊ ርክብ ብዝበለፀ…