Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ወርቂ መዳሊያ ዓቲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ብስክሌት ኣፍሪካ መበል ካልኣይ ወርቂ መዳሊያ ዓቲራ። 64 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ  ውድድር ሰገናት ብደቂ ኣኒስቲዮ ፅጌ ካሕሳይ ኣብቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና። ፅጌ ካሕሳይ ትማሊ ኣብ ዝተገበረ ውድድር…

ቫይረስ ማርበርግ ንምቁፅፃር ዘኽእል ዝተዋደደ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ጥላሁን ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቫይረስ ማርበርግ ንምቁፅፃር ዘኽእል ዝተዋደደ ስራሕ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ይስራሕ ኣሎ  ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጥላሁን ከበደ። እቶም ርእሰ ምምሕዳርን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቕደስ ዳባ ኣብ ሆስፒታል ጂንካ ተረኺቦም…

ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዜጋታት ወረቐት ምስክር ስልጠና ኢትዮ ኮደርስ ወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዜጋታት ወረቐት ምስክር ስልጠና ኢትዮ ኮደርስ ወሲዶም ኢሉ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ስርዓት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኣይተ ስዩም መንገሻ፥ ኢትዮ ኮደርስ ዜጋታት ነዚ ዘበን ዝምጥን…

ጥምረት ማእኸላት መማዕበሊ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ጥምረት ማእኸላት መማዕበሊ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጣይሹ፡፡ ዕላማ እቲ ጥምረት ዩኒቨርሲቲታት ብውልቀ ዝግበሩ መፅናዕቲን ምርምራትን ብምምዕባል ብሓባር ናብ ዕዳጋ ምውፃእን ምድንፋዕን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽኽበር እኹል ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብዓወት ንኽኽበር ኣድላዪ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተወጊኑ፡፡ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን፤ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ሆሳእና ካብ 25 ክሳብ…

‎ፅዋዕ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ብፋና+

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ሳልሳይ መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ  ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ(ሴካፋ) መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ኣብ ዝገብርኡ ፀወታ ብፋና+ ቴሌቪዥን ቻናል ብቐጥታ ይመሓላለፍ። እቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ…

ንኣዲስ ኣበባ ማእኸል ቱሪዝም ጥዕና ዝገብሩ ህንፀት ሆስፒታላት ይሳለጡ ኣሎዉ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣዲስ ኣበባ ማእኸል ቱሪዝም ጥዕና ዝገብሩ ህንፀት ሆስፒታላት ይሳለጡ ኣሎዉ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ  ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ንሕቶታት ህዝቢ ጭቡጥ ምላሽ ይህቡ ካብ መንጎ ዘለዉ ስራሕቲ ሓደ ዝኾነ ከይዲ ሀንፀት ሰለስተ ሓፈሻዊ…

ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዢያ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዢያ ዳቶ ሰሪ ኣንዋር ቢን ኢብራሂም ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዑደት ኣሳሊጦም። ነቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቀባብላ ዝገበሩሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ…

ኢትዮጵያ ብፍሪያት ተነሓናሒት ንክትከውን ቆላሕታ ዝተውሃቦ ፅርየት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፍሪያት ተነሓናሒት ንክትከውን ኣብ ዝፈሪዩ ፍሪያታት ንፅርየት ቆላሕታ ተዋሂቡ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዘምድናን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር)። ትካል ምዘና ቅቡልነት ኢትዮጵያ መበል 14 ጊዜ ሰሙን ፅርየት ዓለም  ምኽኒያት ብምግባር…

ኣብ 2018 ዓ.ም 250 ሚሊየን ቶን ቀለብ እንስሳት ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2018 ዓ.ም 250 ሚሊየን ቶን ቀለብ እንስሳት ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ግብርና። ሚኒስትር ዴኤታ  ፍቅሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ ኣብ ቀደማይ ርባዕ ዓመት 91 ሚሊየን ቶን ቀለብ አንስሳት ምፍራይ…