Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ማሌዥያን ምትሕብባረን ንነዊሕ እዋን  ዝዘለቐ ኢዩ  – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ማሌዥያን ምትሕብባረን ንነዊሕ እዋን  ዝዘለቐ ኢዩ  ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዢያ ዳቶ ሰሪ ኣንዋር ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ሽርክና እተን ሃገራት…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ሳይበርን ዲጂታል ምግምዳሕን ንምክልኻል ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲ ሳይበርን ዲጂታል ምግምዳሕን ንምክልኻል ጠመተ ሂበ ይሰርሕ ኣሎኹ ኢሉ። እቲ ባንኪ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ንመበል ካልኣይ ጊዘ “እሙን ኣገልግሎት ባንኪ ብባዶ ትረስት ድሕንነት” በዘብል መሪሕ ሓሳብ የኽብር…

ሎሚ እውን ክቡር ህይወት ደቂ ሰባት ዝቐዝፍ ዘሎ ሓደጋ ትራፊክ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሎሚ እውን ክቡር ህይወት ደቂ ሰባት ብሓደጋ ትራፊክ ንስእን ኣለና ኢሉ። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ህንፀት ዓቕሚ ድሕንነት መገዲ ኣይተ ዮሃንስ ለማ ምስ ፋና ፖድ ካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ሓደጋ…

7ይ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ቀፃሊ ሰኑይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ኣንጎላ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምሕዝነት ክልቲአን ትካላት 25 ዓመታት ከምዘቑፀረ…

ኣብ 1920ታት ካብ ኢትዮጵያ ዝተወሰዱ 12 ክባር ሓድጊታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 1920ታት ካብ ኢትዮጵያ ዝተወሰዱ 12 ክባር ሓድጊታት ትካል መፅናዕቲን ምርምርን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተረኪቡ፡፡ ፍሉጥ ፕሮፌሰር ኒውክሌር ሳይንስ ራሞን ቫይስ ኣቦ ሓጎኦም ቅድሚ 100 ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ጀርመን ኣብ ዝነበሩሉ…

ፈረንሳይ ነኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ልምዓት ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ – ኣምባሳደር ኣሌክሲስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲን ጥዕና ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሌክሲስ ላሜክን፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ኣሌክሲስ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት  …

ኢትዮጵያ ዘለዋ ገፀ በረከት ተፈጥሮ ንቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ተመራፂት ይብራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ስዑድ ዓረብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ገፀ በረከት ተፈጥሮ ንቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ተመራፂት ዝገብራ ኢዩ ኢሎም። እቶም ኣባልት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መንደር ቤኑና ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ…

ኢትዮጵያን ማሌዢያን ኣብ ወሰንቲ ዓውዲታት ልምዓት ምትሕብባረን ከጠናኽራ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያና ማሌዢያን ንግዲን ኢንቨስትመንትን ሓዊሱ ኣብ ወሰንቲ ዓውዲታት ልምዓት ምትሕብባረን ከጠናኽራ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ላዕለዋይ ቢዝነስ ፎረም ኢትዮጵያን ማሌዢያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኢብራሂም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኢብራሂም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋን ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስን ዑደት ገይሮም፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ቀዳማይ ሚኒስትር ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ኣብ ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት…

ዜጋታት ብተመጣጣኒ ሓገዝ ወነንቲ ገዛ ንምግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ልምዓት ገዛ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ከተማ ብተመጣጣኒ ሓገዝ ወነንቲ ገዛ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ 10ይ…