ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ታሪኽ ዓወተ ዓድዋ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ግደ ከምዝነበረን ተገሊፁ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ዓወተ ዓድዋ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ግደ ከምዝነበረን ተገሊፁ፡፡ ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያዊያን ሓሊፉ ንመላእ ኣፍሪካዊያን ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ናፃ ንምውፃእ ኣብ ዝገብርዎ ቃልሲ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ብስንቂ ምድላው ይኹን ኣብ ዓውደ ኲናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ ኣብ ቦረና ንድርቂ ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ 100 ሚሊየን ብር ገይሩ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ ኣብ ቦረና ንድርቂ ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ 100 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ ምስ ቸሰራሕተኛታቱ ብምዃን ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ንምውፃእ ናይ ዝገብሮ ፃዕሪ ሓደ ኣካል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቱርኪ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 34 ቢሊየን ዶላር ዕንወት ንብረት ምብፅሑ ተገሊፁ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 34 ቢሊየን ዶላር ዕንወት ንብረት ምብፅሑ ባንኪ ዓለም ገሊፁ። እቲ ጉድኣት ኣርባዕተ ሚኢታዊት ሓፈሻዊ ዕብየት ውሽጢ ሃገር ከምዝሽፍን ተሓቢሩ። ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝኾነ ግምት ጉድኣት ዝሓዘ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ልኡኽ ኖርዌይ ተዛቲዩ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ልኡኽ ኖርዌይ ኣብ ጉዳያት ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ተግባራት ልምዓትን ተሳትፎ መዳርግቲ ልምዓትን ነቶም ኣባላት እቲ ልኡኽ መብርሂ ተዋሂቡዎም። ኣብ ማኑፋክቸሪንግ፣ ግብርና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝህሉ ምክብባር ኣብ ምጉልባት ሰላምን ምቅልጣፍ ምዕባለን ልዑል ግደ ኣለዎ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ዝህሉ ምክብባር ኣብ ምጉልባት ሰላምን ምቅልጣፍ ምዕባለን ልዑል ግደ ኣለዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ፈላማይ ሰሙን ጉባኤ ሃይማኖታት ዓለም ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ሳህለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኤግዚብሽን ተኸፊቱ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኤግዚብሽን ኸፊቱ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴዔታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊጂን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመራርሓ ሰራዊት እቲ ኤግዚብሽን ከፊተምዎ። እቲ ኤግዚብሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳልሳይ ምዕራፍ ሃገራዊ ልዝብ ኣብ ወርሒ ግንቦት ክጅመር ኢዩ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምዕራፍ ሃገራዊ ልዝብ ኣብ ወርሒ ግንቦት ክጅመር ኢዩ ተባሂሉ። ሃገራዊ ኮሚሸን ልዝብ ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብዝምለከት ንላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን መዳርግቲ ኣካላት ፀብፃቡ ኣቕሪቡ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ማሕበር ኤጀንሲታት ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኮይኑ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ማሕበር ኤጀንሲታት ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኮይኑ። እቲ ኮሚሽን ኣባል ብምዃኑ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመነት ባህጊ ሰብ ሃፍተ ብምምላእ ተመክሮ ንምውሳድ ዘኽእል ዕድል ከምዝረክብ ተገሊፁ። …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መንግስቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሰላም ኣፈፃፅምኡ ንምቅልጣፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መንግስቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሰላም ኣፈፃፅምኡ ንምቅልጣፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ጃፓን ኣምባሳደር ሳይዳ ሺኒቺ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሞባይል ይሳተፍ ኣሎ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሞባይል ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ፥ ብቴሌ ብር ገንዘብ ናይ ምትሕልላፍ ኣሰራርሓ ዝተረኸበ ውፅኢታዊ ተመክሮ ንካልኦት ከምዘካፍል ተገሊፁ።…