ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያ፣ ደቡብን ጋምቤላ፣ ዓፋርን ኣምሓራን በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ…