ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝሃ ቋንቋ ንምትግባር ዝግበር ዘሎ መፅናዕቲ ዝሕግዝ መድረኽ ምሁራን መተኣኻኸቢ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝሃ ቋንቋ ንምትግባር ዝግበር ዘሎ መፅናዕቲ ዝሕግዝ መድረኽ ምሁራን መተኣኻኸቢ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ካብ ወርሒ ሓምለ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ብዩንቨርስቲ ኮተቤ ክካየድ ዝፀንሐ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ፥ ኣብ ስርዓተ…