ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ቀጠና ወፍሪ ናይ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ኣኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል መበል 22 ክፍለ ሰራዊት ኣብ ቀጠና ወፍሪ ናይ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ኣኪቦም።
መራሒ ህንፀት ስነ-ልቦና እቲ ክፍለ ሰራዊት ሻምበል ኣዲሱ ኣለማየሁ÷ ቅድሚት ንህዝቢን ንሃገርን ዝብል መግለፂ እቲ ትካል…