ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ረጲ ፅገና ይግበረሉ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ ደረቕ ርስሓት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረጲ ምፅራይ ረሳሕ፣ ፅገና ተርባይንን ጀነሬተርን እናተገበረሉ ምዃኑ ተገሊፁ። መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኣይተ ብሩክ ኤባ ከምዝበሉዎ÷ ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ እናተሳለጠ ዝርከብ ፅገና ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ንመበል 17 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዛምቢያ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ዘፃሪ ጉጅለ ናብቲ ቦታ ተላኢኹ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ፌዴሬኢ ኣብ ጥቓ ርእሰ ከተማ ዛምቢያ ሉሳካ ኢትዮጵያውን ኢዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ 27 ሰባት ምሟም ስዒቡ ዝምርምር ጉጅለ ናብቲ ቦታ ልኢኹ። እቲ ሚኒስቴር÷ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ንምእታው ኣብ ዝግበር ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ኢትዮጵያን…
ስፓርት ፀወታ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፀወታ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ሞንጎ ኣርጀንቲናን ፈረንሳይን ክካየድ ኢዩ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን 20 ሕዳር 2022 ኣብ ኳታር ዝጀመረ እቲ ውድድር፥ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት 12 መዛዘሚኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተንቀሳቓሲ ንብረት ብዋሕስ ብምትሓዝ ካብ ባንኪ ልቓሕ ምርካብ ዘኽእል ስርዓት ኣብ ሓፂር እዋን ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተንቀሳቓሲ ንብረት ብዋሕስ ብምትሓዝ ኣገልግሎት ልቓሕ ምርካብ ዘኽእል ኣዋጅ ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ከምዝግበር ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ ገሊፆም። እቲ ኣዋጅ ብፍላይ ኣብ ገጠር ንዝነብሩ ከባብታት ተረባሕቲ ዝገብር እዩ ዝበሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራን ዘቲየን Desta Dec 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራን፣ ምክትል ርእሳነ መምህራንን ሱፐርቫይዘራትን ዘቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት ህዝቢ መቐለ ክሕለው ይግባእ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Dec 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ህዝቢ መቐለ ክሕለው ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ህዝብን ሃገርን እንትበሃል ኣብ ስምምዕነት ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ፀሓይ ኣብ ባንክ ኢንዱስትሪ ተነሓናሒ ኮይኑ ንምቕፃል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ Desta Dec 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ፀሓይ ኣብ ባንክ ኢንዱስትሪ ተነሓናሒ ኮይኑ ንምቕፃል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። እቲ ባንኪ ምስ ሰብ ኣክሲዮን ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኡን ቀዳማይ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤኡን ኣሳሊጡ። እቲ ባንኪ ካብ ዝነበሮ 2 ቢሊየንን 867 ሚሊየንን 466 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ፃንሒት ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ክብ ዘበለ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Dec 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ፃንሒት ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ክብ ዘበለ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኢታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላትን…
ቢዝነስ ልዕሊ 141 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Dec 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 141 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ብዝገበሮ ክትትል 81 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲት ኣታዊ ኮንትሮባንድን 60 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ናይ ወፃኢ ኮንትሮባንድን ኣብ ዝተፈላለዩ…