መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ንምፍፃም ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ንኹሎም ኣካላት ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ንምፍፃም ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ንኹሎም ኣካላት ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥ እቲ ስምምዕነት ብዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንክትግበር ኩሎም ኣካላት…