ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ፓሲ ሂልማን ምስ ዝረመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ዝቕፅል ክልቲአን ሃገራት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 35 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 35 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሕብረት ዝገበሮ ሓገዝ ንልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋስውን ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ…
ጥዕና ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ካብ 13 ታሕሳስ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ Desta Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ካብ 13 ታሕሳስ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ንክኽተቡ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣገልግሎት ኣቕርቦት መድሓኒት ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር እቲ ክታበት ከመዝወሃብ ድማ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ Desta Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ 2023 ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። “ደገፍ ንኹሉ ካብ ኩሉ” ብዝበል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተዳለወ መተኣኻኸቢ እቶት ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ተሳትፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከፃሪ የፃሪ ኣለኹ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከምዘፃሪ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ኣቢሉ ናብ ደቡብ…
ስፓርት መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ቀትሪ ሰዓት 10 ጋንታ መቻል ምስ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ፀወተአን ዝገብራ እንትኾና÷ ሃዲያ ሆሳእና ምስ ኣዳማ ከተማ ሰዓት 1 ክፃወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ 150 ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢን ንኣገልግሎት ልምዓት መስኖ ዝውዕሉ 150 ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ንክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ተገይሩ። እቲ ሃገዝ ሚኒስትር ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ንርእሰ ምምሕዳር…
ቢዝነስ ፍሪያት ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ዕዳጋ ቻይና ንክኣትዉ ምፍቃዱ ተገሊፁ Desta Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ዕዳጋ ቻይና ንክኣትዉ ምፍቃዱ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ብሓፈሻዊ ነግዲ ካብ ዝንገደሎም 6 ሺሕን 422 ፍሪያታት እቲ 1 ሺሕን 644 ፍሪያታት ካብ ቀረፅን ኮታን ናፃ ምእታው ከመዝከኣል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መከፋፈሊ ጣቢያ ሑመራ ኤሌክትሪክ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ክልተ ዓመት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁዎ ዝፀንሐ መከፋፈሊ ጣቢያ ሑመራ ዳግም ኤሌክትሪክ ረኺቡ። 230 ኪሎ ሜትር መስመር ሑመራ - ሽረ፤ በዓል 230 ኪሎ ቮልት መስመር ተከዘ ፅገና ብምዝዛሙ ጣቢያ መከፋፈሊ ሑመራ ሓይሊ ክረክብ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስት ታሪኩ ብርሃኑ ( ባባ ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስት ታሪኩ ብርሃኑ ( ባባ ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ኣርቲስት ብርሃኑ ብዝሓደሮ ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለየ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ ስድርኡ ኣረጋጊፁ፡፡ ኣርቲስት ታሪኩ ብርሃኑ÷ ልዕሊ 40 ዝኾኑ ፊልምታት ኣምሓርኛ…