ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲዮም Desta Feb 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ትግበራ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያ ንኢዶም። ኢትዮጵያ ካብ ውሕመ ሓገዝ ኣብ እትደልየሎም ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሞሮስ እዋናዊ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ ተረኪባ Desta Feb 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሞሮስ እዋናዊ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ሴኔጋል ተረኪባ። መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምጅማሩ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ኮሞረስ ኣዛሊ ኣሱማኒ ካብ ነበር ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ዘቲየን Desta Feb 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን ግብርናን(ፋኦ) ኪዩ ዶንግዩን ዘቲየን። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ኢዩ። ኢትዮጵያ ኣብ ፍሪያት ግብርና ቁልፊ ምዕባለ ተመዝግብ ከምዘላ ዓለም ይዕዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢስላሚክ ዘቲዮም Desta Feb 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢስላሚክ ዶክተር መሀመድ ኣል ጃስር ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ሓደሽቲ ምንቅስቓሳት ዝተፈላለዩ ደገፋት ኣብ ምግባር ዝጠመተ ከምዝነበረ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተተካኢት ዳይሬክተር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ዘቲዮም Desta Feb 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተተካኢት ዳይሬክተር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሜሪ ካትሪን ፒ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳለጠ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ Desta Feb 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቴኒዮ ጉቴሬዝ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ን ዓለም ለኸ ትካላትን ናብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ዘቲየን Desta Feb 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን ግብርናን(ፋኦ) ኪዩ ዶንግዩን ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግብን ስነ ምግብን ንምርግጋፅ ንዝገበሮ ሓገዝ አመስጊነን። ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ሓደጋ ናይ ምፅዋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢትዮጵያ ናውቲን ጉጅለ ህይወት ኣድሕንን ንቱርኪ ከምዘበርከተት ኣፍሊጦም Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሰንኪ ኣብ ቱርኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ብዝጠፍአ ህይወት ሰብን ዝዓነወ ንብረትን ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሬሴፕ ታይፕ ኤርዶጋን ብቴሌፎን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ክፋላት ማሕበረሰብ ዝቐርብ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ውሕመ Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ክፋላት ማሕበረሰብ ዝቐርብ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብላ ኣብ ወድብ ሕቡራት መንግስታት ፍልይቲ ልእኽቲ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ቴት ገሊፀን። ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላም ንምምፃእ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቱርኪን ሶሪያን ናብ ዝግበር ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ ተፀንቢሩ Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝግበር ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ ተፀንቢሩ። ብመሰረት እዚ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን እቲ መገዲ ኣየር፥ ካብ ሜክሲኮ ንዝተገበረ 100 ቶን…