ኣብ ቱርኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 10 መዓልታት ሰባት ብህይወት ይርከቡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 10 መዓልታት ሰባት ብህይወት ይርከቡ ኣለዉ።
ሰራሕተኛታት ነብሲ ኣድሕን ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ምንቅጥቃዕ መሬት ብኣቦራ ዝተሸፈኑ ከተማታት እንትፀርያ ብህይወት ዝተረፉ ሓደ ህን፣ ሓንቲ ጔል ኣነስተይቲን…