ቀፃሊ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ዓብዪ ጉያ ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ፅባሕ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ዓብዪ ጉያ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ።
ኣብቲ ዕለት መበገሲኡ መስቀል ኣደባባይ ብምግባር ዝጅምር ውድድር ብስታዲየም ኣዲስ ኣበባ፣ ቡናና…