Fana: At a Speed of Life!

ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃም ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት  ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ስልኪ ብምድዋልን ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃምን ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት  ጥንቃቐ ንክገብር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብታ ከተማ ስልኪ በምድዋል ሎተሪ በፂሑኩም፣ ሲስተም ተመዓራሪ ኢና፣ ዓቕሚ ሞባይል ካብ 4 ጂ ናብ 5ጂ…

ትካላት ኮሚኒኬሽን መንፈስ እቲ ስምምዕነት ሰላም ብምስዓብ ሓበሬታታት ተበፃሒ ኣብ ምግባር ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን ፌዴሪኢ ምስ ሓለፍቲን ሰሙያን ኮሙኒኬሽን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ዘተ፥ ትካላት ኮሚኒኬሽን መንፈስ ስምምዕነት ሰላም ብምስዓብ ሓበሬታታት ተበፃሒ ኣብ ምግባር ዝጠመተ ኢዩ።…

ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገለግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ፥ እቶም መፃሕፍቲ ብበዝሒ ኣብ ዕዳጋ ዘየለዉ፣ ንመፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘገለግልን ትምህርታዊ ትሕዝቶ ዘለዎምን…

ፕሬዚዳንት ባይደንን ዢን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ናብ ስልጣን ካብ ዝመፅኡ ንፈለማ እዋን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ንፈለማ እዋን ብኣካል ብምርኻብ ክዛተዩ ኢዮም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ዝመፅእ ሰኑይ ኣብ ባሊ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሃገራት ጉጅለ 20 ኢዮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም። እቲ ኤክስፖ ትማሊ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝተኸፈተ ይፍለጥ፡፡…

ሰብ ሞያ ጥዕና ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ኣሰራርሓታት ምሕጋዝ ነቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ረብሕኡ ልዑል ኢዩ- ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ጥዕና ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ኣሰራርሓታት ምሕጋዝ ነቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ረብሕኡ ልዑል ኢዩ ከብላ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዓውዲ ጥዕና ብሓይሊ ሰብ፣ ብቕዓትን ምምሕዳርን ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ንምምሕያሽ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ሎሚ…

ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ምስ 8 ዩንቨርስቲታት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብ ከባቢታት ሰበኽ ሳግምን ክፋል ሰበኽ ሳግምን ምስ ዝርከቡ ሸሞንተ ዩንቨርስቲታት ይዝቲ ኣሎ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ዩንቨርስቲታት ጎንደር፣ ጋምቤላ፣ ሚዛን ቴፒ፣ ቡሌ ሆራ፣ ጂንካ፣ ሠመራ፣ ጅግጅጋን ኣሶሳን ኢዩ ዝዝቲ…

ምፍራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ስርዓት መኻዚን መዕሸጊ ፍርያት ሕርሻ ወሳኒ ኢዩ – ወ/ሮ ፍሬዓለም ሺባባው

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምፍራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ስርዓት መኻዚን መዕሸጊ ፍርያት ሕርሻ ወሳኒ ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ኢትዮጵያ ወይዘሮ ፍሬዓለም ሺባባው ገሊፀን። ስርዓት መኻዚን መዕሸጊ ፍርያት ሕርሻ ንምውዳብ ዘድሃበ መድረኽ ምይይጥ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ…

1.5 ቢልዮን ዶላር ተሸይጡ ክብረወሰን ዝሰበረ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብነፍስሄር ተሓጋጋዚ መስራቲ ማይክሮሶፍት ፖል ኣለን ዝውነኑ ስእልታትን ቅርጻታትን ክብረወሰን ብዝሰበረ ዋጋ 1.5 ቢልዮን ዶላር ተሸይጦም። እቲ መሸጣ ኣብ ታሪኽ እቲ ዝዓበየ ሓራጅ ስነ-ጥበብ ከምዝኾነ እቲ ኣብ ዓለም ብቀጥታን ብኢንተርኔትን ብዘካይዶ…

ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ  ንኣገልግሎቱ ዝምጥን ጠመተ ከምዘይረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ምውፋር ስራሕን ቴክኖሎጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ  ንኣገልግሎቱ ዝምጥን ጠመተ ከምዘይረኸበ ገሊፁ። ኣባላት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ትሕቲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ኮሌጃትን…