ቀ/ሚ ኣቢይ ብቤት ፅሕፈቶም ኣብ ዝምርሑ ፕሮጀክታት ልምዓት እናሰርሑ ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት መኣዲ በዓል ኣካፊሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምርሑ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት እናሰርሑ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መኣዲ በዓል ኣካፊሎም።
ፍልፍል፦ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…