ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዱ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ሎሚ እውን ከም ትማሊ ፈተናታት ብዓወት ንሳገር፤ ኣእዳውና ንምግና ንዘርግሕ” እንትብሉ ብመሰረት ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ረብሓ ክልቲአን ሃገራት ዘረጋግፁ ውሳነታት ዝተመሓላለፈሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ረሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ረብሓ ክልቲአን ሃገራት ዘረጋግፁ ውሳነታት ዝተመሓላለፈሉ ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ተዋሂቡ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ካብ 50 ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ተዋሂቡ። ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ኣብ ቤተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣትሌታትና ብዝዓተርዎ ዓወት ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘዘለናዮ ክሳድና ክነቕነዕ ገይረሙና- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌታትና ብዝዓተርዎ ዓወት ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘዘለናዮ ክሳድና ክነቕነዕ ገይረሙና ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ መርሃ ገብሪ ኣቀባብላን ምስጋናን ኣትሌታት ብምርካብ ናይ እንኳዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ…
ስፓርት እዞም ጀጋኑ ኣትሌታት ውፅኢት ቅብብል ትውልዲ ነባር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኢዮም-ኮሎኔል ደራርቱ ቱሉ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዞም ጀጋኑ ኣትሌታት ውፅኢት ቅብብል ትውልዲ ነባር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኢዮም ክብላ ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ኮሎኔል ደራርቱ ቱሉ ተዛሪበን። ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት በዝሒ ሜዳሊያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክብ ንክብል…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ። ዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ቁፅሪ ዓማዊል ኢትዮ ቴሌኮም ኣብዚ ሐዚ እዋን 66 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ተዛሪበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት ብምኽኒያይ ብኣትሌቲክስ ዝተረኸበ ዓወት ናይ “እንኳዕ አሐጎሰና” መልእኽቲ አመሓላሊፎም Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት ብምኽኒያይ ብኣትሌቲክስ ዝተረኸበ ዓወት ናይ “እንኳዕ አሐጎሰና” መልእኽቲ አመሓላሊፎም። ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን 27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከሲቡ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ምን ትልሚ ቀፃሊ ዓመትን ዝጠመተ ዘተ ይገብር ኣሎ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ዳይሬክተራት ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ደገፍ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዝረኣዮ ብድሆታት ንምፅዋርን ኣብ ፍሪያትን ትንተና ፖሊስን ዘሎ ዓቕሚ ንምጥንኻር ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ቢዝነስ እስራዔል ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዋ ተመክሮ ነኢትዮጵያ ንምክፋል ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራዔል ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይደን።…