ኣብ ክልል ትግራይ 98 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኾኑ ሰብኣዊ ሓገዛትን ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ደገፍ ንዘድልዮም ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 98 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኾኑ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልል ትግራይ ዝስራሕ ዘሎ ዘይተገደበ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ…