ተፈተንቲ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ነናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ክኣትዉ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ነናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ትምሀርቲ ኣፍሊጡ።
ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ዓውዲ ትምህርቲ ተፈጥሮ ሳይንስ ተፈተንቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 8 ጥቅምቲ…