Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ሕጋዊ መሰል ዝተውሃቦም ኣካላትን ኣወዳድባን፣ ገበናት ታክስ ከምኡውን ገንዘባት…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ጉጅለ ሓደ ኣፍሪካን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ትካል ገንዘብ ዓለም ዘቲዮም። ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን  ዓመታዊ ኣኼባ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ዝሳተፉ ዘለዉ…

ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ እቲ ትካልን ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ብሸርፊ ወፃኢ፣ ዕዳጋ ገንዘብ፣ ዲጂታል ገንዘብ፣ ሬጉሌሽን ባንክታት ወፃኢን  …

ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርክሂን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሕዳር ኣብ ጀርመን ብዛዕባ ዝካየድ ኣኼባ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ፓራኦሎምፒክን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…

ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣጋግዘ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ፈተና ክወስዱ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ካብ ዝግበረሎም 595 ሺሕ ተምሃሮ…

ከይዲ ኣወሃህባ ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ትምህርቲ እናመፅአ ዝርከብ ለውጢ ዘርኢ ኢዩ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ኣወሃህባ ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ትምህርቲ እናመፅአ ዝርከብ ለውጢ ዘርኢ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ምዝዛም ቀዳማይ ምዕራፍ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንሰንት ቢሩታ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም÷ ናይ ነዊሕ እዋን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣልዒሎም። ኣብ ሞንጎ…

ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ ወረዳ ሳንኩራ ፍሉይ ሽሙ ማዞሪያ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ኣብቲ መንደር ትነብር ጓ 4 ዓመት ህፃን ምስ መሓዙታ እናተፃወተት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ብዝብኢ…

ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ከቕርቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ምስምዕመዖም ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ገሊ። እቲ ኣቕርቦት÷ ካብ ኣሊጋስ፣ ኢዝሚርን እስክንድሪያን ዝተብሃላ ወደባት ቱርኪ ብምብጋስ ሓፂን ሓፂን…

ሩሲያ ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበረቶ እገዳ ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ  ቭላድሚር ፑቲን  ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበርዎ እገዳ ኣናዊሖም። ኣብ 2014 ዓ.ም.ፈ ክሬሚያ ናብ ሩሲያ ድሕሪ ምሕዋሳ ምዕራባውያን ኣፈልጦ ኣይንህብን ምባሎምን ማዕቐብ መንባሮምን ይዝከር። ነዚ…