ስፓርት ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን መዘነኣ ማዕረ ተፈላሊያ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ቻን ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን ዝገጠመት ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላሊያ። ኣብ ታንዛኒያ ስታዲየም ቤንጃሚን ምካፓ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ሃራዊት ጋንታ ብዙሕ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ንዘይብላ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ሚኒስቴር ሰላም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም፡፡ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ነበርቲ ዞባ ኣርሲ ወረዳ መርቲን ኣብቲ ወረዳ ተኸላ ፈልሲ እንተካይዱ፥ ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካ ኣብ ማላዊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካ ኣብ ማላዊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት መርብ ሓበሬታ ኣመልኪቶም እናተዛተዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። “መርብበ ሓበሬታ ንጥንካረን ሓድነትን ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 65 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 65 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተግባር ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ንምሕጋዝ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ተግባር ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንምግባር ዘኽእል ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ውልቀ ኩባኒያ ኣሜሪካ ዝኾነ ሲቪሊ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላን ማናጀር ኩባኒያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዊዘርላንድ ኣብ ዘፈር ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምስ ኢትዮጵያ ርክባ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞና ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘሎ ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክብ ኣብቲ እዋን ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ልዕሊ 46 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ እቲ ክልል ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ልዕሊ 46 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ እቲ ክልል ኣፅዲቑ። ቤት ምኽ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ፥ 46 ቢሊየን 316 ሚሊየን 524 ሺሕን 693…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ የኽብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት በዓል ኢዩቤልዩ ኣልማዝ ምስረትኡ የኽብር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ሓዊሱ ኣመራርሓታት እቲ ዩኒቨርሲቲ፣ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላትን ዕድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር መገዲ ዝምረሐሉ ግልፂ ኣንፈት ዘቕምጥ ፖሊሲ ይሰናዳእ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር መገዲ ዝምረሐሉ ግልፂ ኣንፈት ዘቕምጥ ፖሊሲ እናተሰናደአ ምዃኑ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘሰናደኦ ረቂቕ ፖሊሲን ኣዋጅን መገዲ ኣመልኪቱ ልዝብ ይገብር ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ጫልቱ ሳኒ ኣብቲ እዋን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ሸቀጣት ናብ ኣፍሪካ ንምብፃሕ ኩለመዳይ ምንቅስቓሳት ትገብር ኣላ – ሰርጌ ላቭሮቭ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሩሲያ ፍርያታት ምግቢ ናብ ኣፍሪካ ንምብፃሕ ኩለመዳይ ምንቅስቓሳት እናገበረት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ገሊፆም። ሩሲያ ብምዕራባውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ማዕቐብ ዋላ ትኹን እምበር፥ “ንኣፍሪካውያን ዝኣተወቶ ምግቢ፣ ዘበናዊ…