ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝኸውንን ንሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብርን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝኸውንን ንስደተኛታትን ንሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብርን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ዝግበር እንትኸውን፥ ብካልኣይ ዙር ፅዕንቶ ስደተኛታት ምላሽ ፕሮጀክት ዕላዊ ዝኾነ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…