Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጆን ሮቢንሰን ተዛቲየን። ኣብቲ ምኽክር ኣብ ሞንጎ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን መንግስቲ ኣሜሪካን ብዛዕባ ዘሎ…

ኢትዮጵያ ኣብ ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ብክልተ ኣትሌታት ክትውከል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ወጋሕታ ሰዓት 11፡45 ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ፍፃመ ውድድር መቅደስ ኣበበን ወርቅውሃ ጌታቸውን ንኢትዮጵያ ወኪለን ክወደዳደራ ኢየን። ብካሊእ መዳይ ለይቲ ሰዓት 8፡25 መፃረዪ ውድድር 5…

ማዕበል ሙቐት ኣብ ደኒታት ኣውሮፓ ጉድኣት የብፅሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፓ ዘጋጠመ ልዑል ሙቐት ብዘልዐሎ ባርዕ ሓዊ ልዑል ዕንወት እናስዐበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዝሑል ንብረት ኣየር ትፍለጥ ብሪታኒያ ንፈለማ እዋን ልዕሊ 40 ዲግሪ ሴንቲ ግሬድ ዝኾነ መጠን ሙቐት ኣመዝጊባ። ኣብ ጀርመን እውን…

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብቴክኖሎጂ ኣቢሉ ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ብሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉን ዋና…

ቻይና ጦር መርከብ ኣሜሪካ ንድሕንነተይ ስግኣት ኮይኑኒ ክትብል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ጦር መርከብ ኣሜሪካ ኣብ ጥቓ ታይዋን ምርኣያ ስዒቡ መጠንቀቕታ ሂባ። ቻይና “ኣሜሪካ ሰላመይ ንምህዋኽን ኣብቲ ዞባ ዘይምርግጋእ ንምፍጣረውን ብሚሳኤል ተሸከምቲ መርከብ ባሕሪ ዝተሓገዘ ወታደራዊ ምንቅስቓስ ገይራ ኢያ” ክትብል ገሊፃ፡፡…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ወረዳታት ባልዕ ተምች ከምዘጋጠመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ወረዳታት ባልዕ ተምች ከምዘጋጠመ መምርሒ ሕርሻ እታ ዞባ ኣፍሊጡ። መራሒ ጉጅለ ልምዓት ዝራእቲ እቲ መምርሒ ኣይተ ኣበበ ጌታቸው ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ወረዳታት ሃገረማርያም፣ ምንጃር፣ በረሀት…

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተነቢሩ ዝነበረ ኣዋጅ እቶ እቶ ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ከተማ ጋምቤላ ምስ ዝነበረ እዋናዊ ኩነታት ተተሓሒዙ ተነቢሩ ዝነበረ ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዝተልዓለ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ጋምቤላ ምንቅስቓስ ሰብን ተሸከርከርቲን ካብ ምሸት ሰዓት 2 ጀሚሩ ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 11፡30…

ኣምባሳደር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓለው ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብድርቂን ጎንፂን ኣብ ፀገም…

ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ኣኼብኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 6ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ኣኼባ እቲ ጨፌ፥ ፀብጻብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ብምስማዕ ዓሚቕ ዘተ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ኣድሂቡ…

ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ታደሰ ለሚ 8ይ ኮይኑ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ታደሰ ለሚ 8ይ ብምውፃእ ውድድሩ ዛዚሙ። ውድድር ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ሎሚ መዓልቲ ወጋሕታ ሰዓት 11፡30 ተኻይዱ።…