ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ብሓፈሻዊ ዓወት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 11 ግዘ ዝተኻየደ ዕድሚኦም ትሕቲ 20 ዓመት ዝኾኑ ኣትሌታት ዝተሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብሓፈሻዊ ዓወት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ፡፡ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብክልቲኡ ፆታ 218 ነጥቢ ብመሓዝ ቀዳመይቲ ተሸላሚት ፅዋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ዘረከቦም መሳርሒታትን ተሽከርከርቲን ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተጀመረ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ዘረከቦም መሳርሒታትን ተሽከርከርቲን ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተጀመረ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት መንግስቲን ህወሓን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኬንያብ ብዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም መሰረት ብምግባር÷ ሰራዊት ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ መቅደላ ወረዳ ዝተሰርሑ ፕሮጀክታት ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ መቅደላ ወረዳ ዝተሰርሑ ፕሮጀክታት ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዋና ከተማ ወረዳ መቅደላ ናብ ዝኮነት ደብረ ዘይት ሎሚ ረፋድ ዝኣተዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተወሃብ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተወሃብ መግለፂ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ኣብ መንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ኣፈላላይ ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲን ብውሽጣዊ ኣሰራርሓን ክፍታሕ ከምዘለዎ መንግስቲ ይኣምን፡፡ ሃገራዊ ትካላት ሓድነቶምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ምምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ምትእስሳር ሓይሊ ንምጥንኻር ግደኣ ከምትዋፃእ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዝተኻየደ መበል 16 ኣኬባ ምትእስሳር ሓይሊ ሚኒስተራት ምምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣርባዕተ ጉዳያት ውሳነ ብምሕላፍ ተዛዚሙ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ 13 ኣባል ሃገራት ዋና ኣፈፀምቲ ስራሕ ኩባንያታት ኤሌክትሪክን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ ማእኸል መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ተመሪቑ Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ ማእኸል መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ መሪቖም ከፊተምዎ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ ኣብ ሓፂር እዋን ተጣይሹ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዑደት ኣካይዱ Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክልት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄነራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ፥ ወተሃደራዊ ሓይሊ ቱርኪ ኣብ እዋን ክራማት ዝተውሃቦም ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ግዳጅ ንምውፃእ ዘለዎም ዓቕሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ከምዝተረኸበሎም ተገሊፁ Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ከምዝተረኸበሎም ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ በዝምልከት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አሻድሊ ሀሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ብዝተፈፀመ ሰርቂ ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ጉድኣት በፂሑ Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ብዝተፈፀመ ሰርቂ ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣክሲዮን ማሕበር ባቡር ትራንስፖርት ኢትዮ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነገስቲ ፌዴራል ኣብ መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ብተደጋጋሚ ዘረፋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ-ኣይተ መላኩ ኣለበል Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ ክብሉ ሚኒስትር ሚኒስተር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኦሮሚያ፥ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ምስ ሰብ ሃፍቲ…