ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መድረኽ ምምራፅ ኣመራርሕኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መድረኽ ምምራፅ ኣመራርሕኡ የሳልጥ ኣሎ።
ትካላዊ ለውጢን ሓድነትን ሙስሊማት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ ዙር ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።
ኣብቲ ጉባኤ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ…