ሎሚ ዘበን ንምትካል ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ክሳብ ሐዚ 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ተተኺሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ንምትካል ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ክሳብ ሐዚ 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ተተኺሉ ኢሉ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ቴክኒክ ብሄራዊ ሓምለዋይ ኣሰር።
ካብ መንጎ እቶም ሎሚ ዘበን ዝትከሉ፥ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ደኒ፣ 4 ነጥቢ 3…