ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ መፃረዪን መወገዲን ረሳሕ ፈሳሲ ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ህንፀት መፃረዪን መወገዲን ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋን ስምምዕነት ገይሩ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ስምምዕነት ዝገበረ ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር…