ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ፎረም ኢሬቻን ምድላው ድሮ በዓልን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ 4ይ ፎረም ኢሬቻን ምድላው ድሮ በዓልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ፅባሕ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢሬፈና ዝካየደሉ ቦታ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 26 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 26 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ዝተረከባ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ÷ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ብቖራፅት እናተቓለሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ገበን መቕተልቲ፣ ሸፍትነትን ዘረፋን እናፈፀሙ ዝነበሩ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፀታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ልኡኽ ግብረ ራዕዲ ተቐቢሎም ኣብ ልዕሊ ንፁሃን 3 ቅትለት፣ ሓደ ፈተነ ቅትለት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ተሓሊዩ ናብ ወለዶ ንኽመሓላለፍ ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ይግባእ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ንህንፀት ህብረ ብሄራዊ ሓድነድትን ምትሕብባርን ዓብዪ ግደ ዘለዎ ሓድጊ ስለዝኾነ÷ ባህላዊ ክብሪታቱ ተሓሊዩ ናብ ወለዶ ንኽመሓላለፍ ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ፀዊዑ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዑደቶም ዛዚሞም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምዝዛሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ፕሬዚዳንት ኣፋኒዮምዎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ምትእስሳረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ዘለወን ምትእስሳርን ርክብን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምዝዛሞም ስዒቡ÷ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ደብዳበ ሽመቶም ንገዛኢት ካናዳ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ደብዳበ ሽመቶም ንገዛኢት ካናዳ ሜሪ ሳይመን ኣቕሪቦም። ኣምባሳደር ፍፁም÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ካናዳን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብዝበለፀ ንምጥንሓር ከምዝሰርሑ ታዛሪቦም፡፡ እቶም ኣምባሳደር ካብዚ ብተወሳኺ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዳማ ኣፅዋራት ኲናት ሓዊሱ 82 ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Sep 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣፅዋራት ኲናት ሓዊሱ 82 ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ሸኔን ህወሓትን ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ምምሕዳርን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት መኩሪያ ድንቁ፥ ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ሸኔን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መላእ ኢትዮጵያዊያን ንዝተጎድኡ ወገናት ድጋፍ ብምግባር ናይ እምነት ግዴተኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Sep 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ኢትዮጵያዊያን ንዝተጎድኡ ወገናት ድጋፍ ብምግባር ናይ እምነት ግዴተኦም ንክዋፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ምኽኒያት ንዝተጎድኡ ወገናናት መላእ ኢትዮጵያዊያን ደገፍ ንክገብሩ ኢዩ ውዒት ቀሪቡ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ተፈፂሙ Desta Sep 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስተ ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ። ቅድሚ እቲ ሰርዓተ ቀብሪ፥ ስድራ እቲ ኣርቲስት፣ ፈተውቱ፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲን ኣድነቕቱን ኣብ ዝተረኸሉ ምፍናውን ስንብትን ኣስከሬን ተገይሩ።…