Fana: At a Speed of Life!

በዓል ኢሬቻ ካብ ሎሚ መዓቲ ጀሚሩ ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ብድምቀት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓቲ ጀሚሩ ይኽበር ኣሎ – ዶ/ር ሂሩት ካሳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ካብ ሎሚ መዓቲ ጀሚሩ ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ብድምቀት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓቲ ጀሚሩ እናተኸበረ ከምዝርከብ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ኣዲስ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ዶክተር ሂሩት ካሳው ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እቲ በዓል…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብሕልፈት ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓለለፈኦ መልእኽቲ፥ ውሩይ ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ገና ኣብ ንኡሽተይ ዕድሚኡ እናሃለወ ካብዛ…

ዓውደ ምርኢት ባዛርን ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት ባዛርን ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ዝቕፅል ቀዳማን ሰንበትን ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን÷ ከንቲባ ምምርሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ…

ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ብገንዘብ ንምሕጋዝ ዘኽል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ብገንዘብ ንምሕጋዝ ዘኽል ፕሮግራም ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ገንበዘብ፣ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክርም ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ንሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ኣብ ዝግበር ሰነድ ፕሮግራም÷…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ፅባሕ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ፅባሕ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ክፍፀም ኢዩ። እቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ፅባሕ ሰዓት 9 ኣብ ኣርባዕተ ኪሎ ዝርከብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ቤተ ክርስቲያን ከምዝፍፀም ተሓቢሩ፡፡ ስነ ስርዓት ቀብሪ…

ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ሰንጋታት፣ ለስላሳ መስተን ካልኦት ኣድለይቲ ናውቲን ዘካተተ ኢዩ፡፡ ሓላፊ መምርሒ ልምዓት ንግዲን ዕዳጋን…

በዓል ኢሬቻ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 21 መስከረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 21 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ከምዝኽበር ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። እቲ በዓል ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብፓነል ምይይጥን ዓውደ ምርኢትን ከምዝተኸፈተ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ  ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ኢመደኣ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ  ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሞሽን መረብ ድሕንነት (ኢመደኣ) ዑደት ኣካይዶም። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ሰለሞን ሶካ ነቶም ፕሬዚዳንትን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ናይቲ ምምሕዳር ማእኸል…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ብፕሬዚዳንት ሶማሊያ  ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ብፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ኣብ ልልተኣዉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ  ዊሊያም ሩቶ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ  ዊሊያም ሩቶ 22 ኣባላት ዘለዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም። ዊሊያም ሩቶ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ከምዝሸሙ ሓቢሮም። እቶም ምኝክትል ፕሬዚዳነት ኣቦ መንበር ርክብ መንግስቲን መንግሥታዊ…