ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 175 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሔራዊ ባንኪ ከምዝኣተወ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ 175 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሔራዊ ባንኪ ከምዝኣተወ ግብረ ሓይሊ ቁፅፅር መዓድን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
እቲ ግብረ ሓይሊ÷ ካብ 1 ጥቅምቲ ክሳብ 15 ሕዳር 2015 ዓ.ም ዘሎ ኣፈፃፅማ ስራሕ ገምጊሙ…