ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ስምምነት ሓገዝ ተፈረሙ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ን10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምግባ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ጋር ተፈራረሙ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ብኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮን ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ፌዴሪኢ ሰመሬታ…
ጥዕና ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት Desta Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 21 ዓለም ለኸ ጉባኤ መፅናዕቲ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 21 ዓለም ለኸ ጉባኤ መፅናዕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣፍቲ ጉባኤ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾን ፕሬዚዳንት ሬሚ ማሪሾ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃናን ሓዊሱ ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ክልቲኣዊን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ረኺባ Desta Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ረኺባ። ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 41 ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኢዩ እቲ ሽልማት ተረኪባ። እቲ…
ስፓርት ተሳተፍቲ ሃገራት ውድድር ኩዕሾ እግሪ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዋ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ትሕቲ 17 ዓመት ቤት ምኽሪ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ተሳተፍቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚረን። ከተሳታፊ ሀገራት መካከል የብሩንዲ፣ የደቡብ ሱዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳሜራ መስቀል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንትን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተኸበረ በዓል ዳሜራ መስቀል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ÷ ቅድመ ምድላው ብምግባር ተቓላዕቲ ቦታታትን ከባቢታትን ፈልዩ ኣብ ስራሕቲ ቅድመ ምክልኻል ብዙሕ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ ሓዘን÷ “ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐኒ ሓዘን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዓሪፉ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ባደረበት ብምኽንያት ዝሓደሮ ሕማም ሕክምና እናተኸታተለ ምፅንሑ ናይ ቀረባ መሓዙቱ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳሜራ መስቀል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ገሊፁ። እቲ ምምሕዳር በዓል መስቀል ብሰላም ምዝዛሙ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ በዓል ዳሜራ መስቀል…