ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ንዌልስ መዘናኣ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ኣብ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም÷ ዌልስን ኢራንን ዝተራኸባ እንትኾና ኢራን ተዓዊታ ክተወፅእ ክኢላ። ሮዝቤህ ቼስሚንን ራሚን ረዛይን ኣብ መዛዘሚ እቲ ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። “ጓል ኣነስተይቲ አኽበል ኣብ ልዕሊኣ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ እውን እከላኸል” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ናይ ምፅጋን ስራሕ እናቐፀለ ከምዝኾ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ላዕለዎትን ማእኸለዎትን መስመራት መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ናይ ምፅጋን ስራሕ እናቐፀለ ከምዝኾን ዲስትሪክት ጎንደር ገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ ዲስትሪክት ኣይተ ሞገስ ኣበራ ÷ እቲ ስራሕቲ ፅገና መስመር ብሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ እነዛተየ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን እነዛተየ ይርከብ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሙሉጌታ ኣጎ ኣብቲ መድረኅ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ድሌት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሳለህ ኣሕመድ ኣብ ኒጀር ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ከልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅ ኣብ መናእሰይ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ብሩህ ንምግባርን ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅን ኣብ መናእሰይ ክስርሑ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኒጀር ይካየድ ምስ ዘሎ ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይናን ስነ ምግባርን ፌዴራል ኣፍሊጡ። ብብርኪ ዓለም መበል 19 ብብርኪ ኢትዮጵያ ድማ መበል 18 እዋን ዝኽበር መዓልቲ ስምምዕነት ፀረ ግዕዚይና 30 ሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን ንምኽባር ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብብርኪ ዓለም ንመበል 31ን ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 17 ግዘ ዝኽበር መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን ንምኽባር ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ሃዋሳ እንትበፅሓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን…
ስፓርት ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ምድብ ሸውዓተ÷ ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ቀዳማይ ፍርቂ ፀወታ ብዘይ ሽቶ ይዛዝማ እምበር÷ ድሕሪ ዕረፍቲ ሪቻልሰን ብዘመዝገበን 2 ሽቶታት ብራዚል ተዓዋቲት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመት ኣብ ኒጀር ኒያሚ ተራኺቦም ተዛቲዮም። ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ኒጀር እናተኻየደ…