Fana: At a Speed of Life!

በዓል መስቀል እንትነኽብር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀንነትና ኣጠናኺርና ብምቕፃል ክኸውን ይግባእ-ርእሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል እንትነኽብር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀንነትና ኣጠናኺርና ብምቕፃል ክኸውን ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ ተዛሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንበዓል መስቀል እንኳ ኣብፀሐኩም ኢሎም። ኣብ መልእኽቶም፥…

ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታትና መርኣያታት ሓድነትና ኢዮም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታትና መርኣያታት ሓድነትና ኢዮም ክብል ኣገልገሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ከርስትና እንኳዕ ንበዓል መስቀልን ዳመራን ኣብፀሐኩም ኢሉ። በዓል መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ዘይሕጋዊ ምትሕልላፍ ገንዘብ ተግባር ዝተዋፈሩ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ኣለዎም- ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ምትሕልላፍ ገንዘብ ተግባር ዝተዋፈሩ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ኣለዎም ክብል ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ፌዴሪኢ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ዝተወሰኑ ኣካላት ብሽፋን ሕጋዊ ሓወላ ገንዘብ ናት ምትሕልላፍ…

ኢትዮ ቴሌኮም ናይ 3 ዓመት ዕቤትን ስትራቴጂክን ትልሙ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ናይ 3 ዓመት ዕቤትን ስትራቴጂክን ትልሙ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ÷ እቲ ሓዱሽ ስትራቴጂክ ትልሚ ፖሊሲ መንግስቲ ማእኸል ብዝገበረ መልክዑ ኩለመዳይ ኩነታ ሃገርን ዓለም ለኸን ኣብ…

መስቀል ኢየሱስ ክርስቶስ ንወዲሰብ ዘለዎ ፍቕሪ ህይወቱ ብምሃብ ዝገለፀሉ በዓል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች አቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መስቀል ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘይ ዓሌት፣ ቀለም፣ ፆታ፣ ሃይማኖትን ኣፈላላይን ንወዲሰብ ዘለዎ ፍቕሪ ህይወቱ ብመሃብ መወዳደሪ ዘይብሉ ፍቕሩ ዝገለፀሉ በዓል ከምዝኾነ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች አቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም÷ በዓል መስቀል ልመላእ ህዝቢ እቲ ክልልን…

ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝጠመተ ትራንስፖርት ተበፃሒ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝጠመተ ትራንስፖርት ተበፃሒ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ  ገሊፀን። ኣብ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ “ኣብ ኤሌክትሪክ ዝተመስረተ ጥዕና ዘለዎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እቲ በዓል ዝሓለፈ ፈተና እነወግደሉን ንመፃኢ ተስፋ እንሰንቀሉን ይኹን ኢሎም።…

ከቢድ ገበን ዘረፋን ሽፍትነትን እናፈፀሙ ዝነበሩ 14 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲ ኣበባን ከባቢኣን ተወዲቦም ከቢድ ገበን ዘረፋን ሽፍትነትን ብምፍፃም ሰላም ህዝቢ እናሃወኹ ዝነበሩ 14 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝተገበረ ልዑል ኦፕሬሽን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓሎም ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።…

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ መበል 16 ከተማ ኣዲስ ኣበባ (ሲቲ ካፕ) ኮይና። ናይ ፍፃመ ፀወታ ምስ ጋንታ መከላከያ መቻል ዝገበረት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ÷ ብብሕታዊት ሽቶ ሃብቶም ገብረእግዚኣብሄር 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት…