Fana: At a Speed of Life!

63 ፍረ ኮኬይን ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)63 ፍረ ኮኬይን ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ። እቲ ኮኬይን ኦፊሰራት ሓበሬታ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓሬታን ድሕንነትን ብዝገበሩዎ ሚስጢራዊ ክትትል ኢዩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡ መበገሲኣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ሃፍቲታት ቱሪዝምና ብምልማዕ ጉዕዞ ዕቤትና ጋህዲ ክንገብር ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ቱሪዝምና ብምልማዕ ጉዕዞ ዕቤትና ጋህዲ ክንገብር ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መግስቲ “ሓዱሽ ሓሳብ ንቱሪዝም” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ዝርከብ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣመልኪቱ መግለፂ…

ኣብ ከተማ ኣሶሳ እናተኸበረ ዝፀንሐ መዓልቲ ቱሪዝም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሓዱሽ ሓሳብ ንቱሪዝም” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ኣሶሳ እናተኸበረ ዝፀንሐ መዓልቲ ቱሪዝም ተዛዚሙ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸበረ መዓልቲ ቱሪዝም ወለዶ ንባዕሉን…

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን በርሊን ክበረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓቲ ኣብ በርሊን ዝተኻየደ መበል 48 ውድድር ጉያ ማራቶን በርሊን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ክበረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ትእግስት 2 ሰዓት 15 ደቒቕ 37 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ…

ኪፕቾጌ ኣብ ማራቶን በርሊን ክበረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያዊ ኣትሌት ኢሉድ ኪፕቾጌ ኣብ ማራቶን በርሊን ናይ ባዕሉ ክበረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ። ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም ከምዝሓበሮ÷ እቲ ኣትሌት ሎሚ መዓል ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን በርሊን 2:01:09 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዲሙ ብዝነበረ ሰዓት…

ግድብ ሕዳሰ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብልዑል ብርኪ ዘነቓቕሕ ፕሮጀክት እዩ – ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ ሓይሊ ካብ ምፍልፋል ሓሊፉ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብልዑል ኩነታት ዘነቓቕሕ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ሚኒስትር ቱሪዝም ናሲሴ ጫሊን ሓዊሱ…

“ዮ ማስቃላ” መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ጋሞ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን 2015 ዓ.ም ብሄረ ጋሞ “ዮ ማስቃላ” ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ኣፈጉባኤ ቤትምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር፣ ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታታት ሚኒስቴር ጉዳያ…

መለወጢ ዘመን ብሄረሰብ ወላይታ በዓል “ጊፋታ” ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መብሰሪ ሓድነት፣ ሰላምን ሕብረትን ዝኾነ መለወጢ ዘመን ብሄረሰብ ወላይታ በዓል "ጊፋታ" ኣብ ወላይታ ሶዶ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ወላይታ ካብ ኣረጊት ናብ ሓዱሽ ዘመን መሰጋገሪ ብስራት ተገይሩ ዝውሰድ በዓል ጊፍታ÷ መርሃ  ግብሪ መዛዘሚ…

መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ስትራቴጂክ ትልምታት ብግቡእ ክትግበር ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ስትራቴጂክ ትልምታት ብግቡእ ክትግበር ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኮከስ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን፣ ከምኡ ውን ምስ ሚንስቴር ፍትሕን ትካል ዓለም ለኽ ደቂ ኣንስትዮ…

ብዓል ዳሜራ ኣብ ዝኽበረሉ መስቀል ኣደባባይ መርሃ ግበሪ ፅሬት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝኽበር ብዓል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባር እቲ ብዓል ዝሳለጠሉ ቦታ መርሃ ግበሪ ፅሬት ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፤ ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለዩ ስዓብቲ እምነት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…